فیلم سری جدید اریتران 2020 2020 1080 قسمت 21/1000 ን 21 ክፋል ክፋል کپی رایت © Star Entertainment 2019
استفاده ، توزیع ، بارگیری مجدد یا انتقال به هر شکل یا استفاده بدون مجوز کتبی قبلی ناشر کاملاً ممنوع است.
© کلیه حقوق محفوظ است.

– – – – – با ما در ارتباط باشید – – – – –
صفحه فیس بوک:
اینستاگرام:

توییتر:
وب سایت:.

لینک دانلود

26 پاسخ به “فیلم سری جدید اریتران 2020-2020 قسمت 21/1000 ን 21”

  1. Who tf chose these Actors!!?!?? Holy God!! This is Movie of the Year!!! Each and every one of the Actors has perfection in them!!
    WELL DONE WRITER!
    WELL DONE DIRECTOR!
    WELL DONE ACTORS!
    WELL DONE EVERYONE WHO CONTRIBUTED ON THIS MOVIE!!!!

    Just Amazing!! Splendid Job guys!!

  2. ሳሚ ኣንበሳ ንኹሉ ዝክእሎ ኣብ ኩሉ ዘኣቱ በሓቂ ክንድ ሽሕ ኢለዮ ኣሎኹ፡ ወዲ ሓውበይ ከኣ ለዋህ ፈታዊ ኣዲኡ ወዮ ንእስነት ዕዳ ኮይኑዏ እኮ እዩ ኣብ ሞንጎ ኣዲኡን ኣብ ሞንጎ ዮውሂንን ተቀርቂሩ እስከ ኣብ መጠረሽታ ከመይ እዩ ክኸዉን ንራኣዮ ሂወት ወዲ ሓውበይ

  3. Tekatatalet Film 1080 abzia Film tiwasu zelkum tewassaty bilby adniqakum nakum 10000👍👍👍👍ajokum qaxilwo eya kiblkum zekil so kabzi nelaly ketbertu tesfa yegber

  4. ነሽነሽ ማልያ ተቀድዳ ኣላ ናይ ወዲ ሓውቦይ ኣብ ግምት ኣእትዋ ክክክክክክ ንወዲ ሓውቦይ እስኪ 👇👇👇👇 Like

  5. ፊልምኩም ብዘለዎ ቁምነገርን ትምህርታዊ ትሕዝቶን፣ ብሥነ-ጥበባዊ ዓቅሚ፣ ብእትጥቀሙሎም ሓቅታት ( ዘይተጋነኑ ቃላትን ወድዓዊ ሓቅታትን) ፈቲናዮ ክንሞት ደሊናለና፡፡ አነ ብተከታታሊ እየ ፊልምኩም ዝርኢ፡፡ ኩሎም ካዓ ተፈተውቲ እዮም፡፡ ካብ ኩሉ ንላዕሊ እቲ ሓቃዊ ሂወት ከምዘለዎ ምግላፅኩም እዩ ተፈተውቲ ዝገብረኩም፡፡ ንኣብነት ቁንጂና ተጋሩ ኣንስትዮ አብ መቀለ፣ ቀለብ አዲስ አበባ ስጋ፣ ሕሰም ናብራ ስደት ምብትታን ኤርትራውያንን ናፍቆት ወለድን፣ ክፋእ ስደት ብኣገላልፃ ኣቦይ ተክለ፣ ክቭሪ ናብራ ዓድካ ዋላ ጎዶ እናጠፍጠፍካ፣ ቢዝነስ ምርባሕ ኣባጊዕ ኣብ ጋሽባርካ፣ ፃዕዳ ልቢ ወድገጠር ብዮውሂንን ኢማን አንደበት፣ ግፍዓዊ አዘራርባን ክፋእን ወድጌታቸው ብፍላይ አብ ኤርትራውያን ዘለዎ አመለካክታ፣ ፅምኣት ውላድን ወሲባዊ ድሌትን ናብራ ዓረብ ነበር ሰላማዊት፣ ግጉይ አመለካክታ ኢማን ናይ አተጣሳስባ ድክነትን ወዘተ፡፡

    ግን ንክትመሃሩን አብ ሃገርኩም ክትነብሩን ዲሞክራሲያዊ መንግስቲ ዕዙዝ ታራ አለዎ፡፡ ኤርትራውያን እትሰርሕዎ ፊልሚ ህዝብኩም መሰረት ዝገበረ እዩ፡፡ ዋላ ደርፍኩም ሊትረአራዊ ዓቅሙ ከቢድ እዩ፡፡ ስቱክ ስቱክ ትብሊ ከም ሓፃር ፃፍ ናበይ‼ እታ ገልገለይ መፅዓን አላምድለይ ብሳሚ ብርሃነ እንተዳምፅጣሽጠይ ዝስመዐኒ ፍስሃ ፍሉይ እዩ፡፡ ከምኡውን ዴሞክራሲያዊ ፊልሚ ትሰርሑ፡፡ መንግስትኩም ግን ዕዋላን ስድን ፃሕታሪ ነገርን ኮይኑ፡፡ አብ ሃገርኩም ተማሂርኩም ሰሪሕኩም ከይትነብሩ ፈቀዶ ውትድርናን ስደትን ፋሕ ብትን እናበለኩም ከቢድ ናብራ ተሕልፉ ናትኩም ጉድለት አይኮነን ግን ብከመይ ንፍታሓዮ ዝብል ቆራፅ ዘተ የድሊ፡፡ መንግስትኩም ህዝቢ ዘማእከለ አይኮነን፡፡ካብ ዓለም 1 ዩኒበርሲቲ ዘይብላ ሃገር ኤርትራ እያ ህዝባ ግን ከይተምሃረ ሙሁርን ስልጡንን እንዳሃለወ ዘይረብሕ ዕዋላ ጋናታ ስልጣን ዓቲሩ ምሳኩም ዝከይድ ስልጣነ ብዘይምትእትታዉ ፀገማትኩም መዕረፊ ስኢኖም፡፡ ሕራይ ኢማ ንኤርትራ ይመለስ ኩሉኩም ክትምለሱ እውን ደስ ይብለና ግን ሰላም ዴሞክራሲ ቅሳነትን ፍትሕን እኮ የድሊ እዩ፡፡ ብሰላም ክነብር ይደሊ ውትድርና ብድሌቱ እምበር ተገዲዱ ናይዘይምካድ መሰሉ ክሕለወሉ ይደሊ፡፡ ኢማ ዘጥርዮ ንብረት ውሕስና ክህልዎ ይግናእ፡፡ ኢማ ራኢ ንከይህልዎ ዝገበሮ እቲ ራኢ ዘይብሉ መንግስቲ ዝፈጠሮ ናይ ተስፋ ምቁራፅ ባህሊ እዩ፡፡ አነ ካብ ዝኮነ ፖለቲካዊ ጉጅለ ነፃ ዝኮንኩ ናይ ሥነ-ፅሑፍ ባዓል ሞያ እየ ምስ ዝኮነውድብ ከይትድምሩኒ ሓደራ፡፡ ህዝቢ ትግራይን ህዝቢ ኤርትራን ግን ብማዕረ የሕዝነኒ! ብማዕረ ይፈትዎ እቶም ሓድሓደ ዕዋሉ ገዲፍካ‼ ህዝብና ብቱሪዝም ክረክቦ ዝነበረ አታዊ ብሰንኪ ናይ ዕዋሉ ሕማቅ በለፀኛ አሓሳስባ ዝወለዶ ጎንፂ ጣንያ ኪናት ብምኳንና ብዙሕ ረብሓ ጎዲልና፡፡ ትምህርቲ ዘይምፍቃድ ግና እቲ ዝዓበየ በደል እዩ፡፡ ዘይተምሀረ ሰብ አካሉ ከምዝጎደለ ሰብ እዩ፡፡

    አነ እንትዝክር ትግራይ ዩኒቨርሲቲ ዘይነበራ እንዳሃለወ ኤርትራ አስመራ ዩኒቨርሲቲ ኔሩዋ፡፡ ሎሚ ትግራይ ንኤርትራ 4 ብ 0 ትመርሓ ኣላ፡፡ ብኡ ልክዕ አብ ኢትዮጵያ ካብ 3 ተበጊሰን ልዕል 60 ዩኒበርሲቲ አለዋ፡፡ አብ ሀገሩ ዝነብር ዝነበረ ሙሁር ሓይሊ ሰብ እስካብ ሽመተ አብይ ብሙሉእ ምርግጋእን ብተስፋን ይነብር ኔሩ ፡፡ ክንደይ እውን ባዓል ሃፍቲ ኮይኑ ተማሂሩን ሰልጢኑን፡፡ እሞ አሕዋተይ አነ ዝብለኩም በጃኩም እባ ሰላም ፈጢርና አብ ዓድና ንንበር‼ ጋሽባርካ ብኪኢላ ሕርሻ ዝምርሑ አርቢሖም ሓዳሮ ይንበሩላ! ጋሽባርካ ናይ ሕርሻን መስኖን ሃፍቲ ተፈጥሮን ዩኒበርሲቲ፣ አዱሊስ ማሪታይምን ንግድን ዩኒበርሲቲ፣ አስመራ ኢንጂነሪንግን ሥነ-ጥበባትን ባህልን ቋንቋን ዩኒበርሲቲ ሰራየ ጥዕና ዩኒበርሲቲ ተሰሪሐን እቲ ለባም ህዝቢ አግአዝያን አብ ሃገሩ ተማሂሩ ብሰላም ክነብር ክክእል አለዎ፡፡ ሳዋን ኢሳያስን አካል ታሪክ ህዝቢ ኤርትራ ኮይኖም አብ ሙዜም ይቀመጡ፡፡ ህግደፋውያን እንታይ አእተወካ ክትብሉኒ ትክእሉ አነ ግና ፅቡቅኩም እምበር ሕማቅኩም አይተመነኩን ኣይክምነን ድማ፡፡ ወዳሓንኩም ‼ መዓሰላማት‼!

  6. ሳመይ ጅግና ሓያል ተዋስኣይ ንዝተወሃቦ ገጸ ባህሪ ብግቡእ ዝላበስ ብሉጽ ናይዚ ግዜ ንሳሚ ተድንቁ እስከ ርገጹኒ

نظرات بسته شده اند.